Amete kidane
Jesus forever! I am from Eritrea 🇪🇷
ኣብ ቅድሚ ሽማምንቲ ትቆመለይ 🥰🥰🥰
Philippians 4 ትግ80 - ፊልጲ
6: ድሌትኩም ዘበለስ ብጸሎትን ልማኖን ምስናይ ምስጋና ኣብ ኣምላኽ ይፈለጥ እምበር፡ ብገለ እኳ ኣይትጨነቑ።
7: እቲ ኻብ ኵሉ ኣእምሮ ዚበልጽ ሰላም ኣምላኽ ድማ ንልብኹምን ሓሳብኩምን ብክርስቶስ የሱስ ኪሕልዎ እዩ።
Psalms 18 ትግ80 - ዳዊት
1: ዎ እግዚኣብሄር ሓይለይ፣ አፍቅረካ እየ።
2: እግዚኣብሄርሲ ኸውሔይ፣ ዕርደይ፣ መናገፍየይ፣
ኣምላኸይ፣ ዝሀድመሉ ጸግዔይ፣
ዋልታይ፣ ቀርኒ ምድሓነይ፣ ልዕል ዝበለ ኸውለይ እዩ።
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
Alerts
Be the first to know and let us send you an email when Amete kidane posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.
