HadelbiEcsi

HadelbiEcsi

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from HadelbiEcsi, Health/Beauty, Tel Aviv.

05/07/2024

ኣራሓ ኣሩሑ ❤️🇪🇷

30/06/2024

ኣድጊ ንሓመድ ነኒ ባዕሎም ነንሕዶም ይዋድኡ?

30/06/2024

ኤርትራዊ መንነት ብቀሊል ዘይ ርከብ ሕድሪ ሰማእታት ኤርትራ ?

&like share. Page

29/06/2024

ካብዚ ጭዋ ሕበረ ተሰብ ኤርትራ ምውላድና ሕጉሳት ህዝቢ !

ንሓና ኤርትራውያ ኢና ካብዚ ቁዱስ ዝኾነ ህዝቢ ዝተፈጠርና ሕበረ ተሰብ ኤርትራውያን ጭዋ ባህልን ልምድን ወኒና ንከይድ ህዝቢ ድማ ኢና።
ናይ ዝከነ ይክን ጸቢብ ኣታሓሳስባ ዘይ ንሓስብ ዘይ ንውንን ንሓቲ ኤርትራ ንሓስብ ህዝቢ ኢና !

ሃገርና ኤርትራ ኤርትራውያን ብኤርትራውያን እንበር ናይ ዝኾነ ይክን ማንም ግዙኡ ናይ ባዕዲ ኣይኮነትን ። እዚ ስለ ዝኾነ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ቁድስ ህዝቢ ኢልና ንጽዎዖን ንሰምዮን እዚ ካኣ ዓለም ምሉኡ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ !

ካብዚ ጭዋ ሕበረተስ ህዝቢ ኤርትራ ምፋጣር ድማ ኣዚካ ትሕበን " ህዝቢ ኤርትራ እቲ እንኮ ፈቃር ህዝቢ እዩ እንካ እንበር ሃበኒ ዘይ ብል ህዝቢ እዩ ። ነዚ ጭዋ ባህሊ ወኒኑ ዝከይድ ህዝቢ ኤርትራ ! ንሕና ድማ ኣካል እቲ ህዝቢ ኢና ብሓንቲ ኤርትራ ብትሻዓተ በሄር ብሽድሽተ ዘቦባታት ኤርትራ ተማእኪልና ንከይድ ህዝቢ ኢና፡ ነዚ ፋቃር ህዝቢ ክፈላሉዩ ለይትን ማዓልትን ዘይ ፋሓርዎ ጎዳግድ ዘይ ፈንቀልዎ እምኒ የለን፡ እዚ ካኣ ክሉ ህዝቢ ኤርትራ መንእሰይ ብፍላይ ድማ ኣታ ንእሽተይ ዎሎድ መንእሰይ ዓንዲ ሃገር ዝከንካ ኣስተውዕል! ብዕስባት ከይትዳናገር ደጊምካ ደጋጊምካ ሕሰብ! ኣብቲ ናይ ባዕዲ ተሸሚካ ዘለኻ መንእሰይ! ብሓንቲ ኤርትራ ሕሰብ ጽባሓ ታሪካን መንነትኻን ጠረሾም ሓኪኮም ካብ ምድሪ ዓለም ነበረ ኣይነበረ ከይትከውን ኣስተውዕል።

ዘለኣለማዊ ዝኽርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
ዓወት ንሓፋሽ !

follow &share like. Page

28/06/2024

ኤርትራዊ መንነት ዘይብተክ ዕትብቲ ሕድሪ ሰማኣታት ኤርትራ።ECSI ሓደ ልቢ እስራኤል

follow and share like

Want your business to be the top-listed Beauty Salon in Tel Aviv?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Website

Address


Tel Aviv

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when HadelbiEcsi posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Subscribe

We will notify you when anything happens in Tel Aviv.