Baroc
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Baroc, Beauty, cosmetic & personal care, He, California City, CA.
07/21/2024
https://www.facebook.com/share/p/eDoXhmDjLoxQM1Nc/?mibextid=JOZb8W
ዝገርም ፃንሒት ምስ አርቲስት ሰላማዊት ዮሃንስ ፕሮግራም ምርኢተ አልሞ አብ ድምፂ ወያነ ቲቪ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት አልዒሉ አዘናጋዕትን መሃርትን ትሕዝቶታት አካቲቱ ናብ ተመልከቲ ክበፅሕ እዩ።ክትከታተሉ ንዕድም subscribe ብምግባር ምድ...
10/20/2023
አዶ ትግራይ ፅንዒ
Nguse Abadi (Wa) ንጉሰ ኣባዲ (ዋ!) New Tigrigna Music 2023 (Official Video) Nguse Abadi (Wa) ንጉሰ ኣባዲ (ዋ!) New Tigrigna Music 2023e32poa@LihamMelody" rel="ugc" target="_blank">https://goo.gl/e32poa@LihamMelody https://www.facebook.com/LihamMelody https://www.instagram.com/liham_m...
10/13/2022
❤️💛🙏
04/23/2022
👉👉 ALMO TUBE👍👍
አቲና ሼር ንግበራ SUBSCRIBE ከይንርስዕ
ባህልናን ታሪክናን ዝዝንተወሉ ሓዱሽ ፕሮግራም እዩ ናይ ኩሉ ትግራዋይን ፈታዊ ትግራይን ሓላፍነት እዩ ነበረታትዓያ 🙏🙏🙏🙏
#ሀ-ግእዝ ሓዱሽ መደብ ብፉሉይ ኣቀራርባ ኣብባህልን ታሪክን ትግራይ መሰረት ጌሩ እናዘናገዐ ቁምነገር ዘቅስም መደብ ኣብ ኣልሞ ቱዩብ ኣብ ቀረባ ይፀበዩና:: ሀ-ግእዝ ሓዱሽ መደብ ብፉሉይ ኣቀራርባ ኣብባህልን ታሪክን ትግራይ መሰረት ጌሩ እናዘናገዐ ቁምነገር ዘቅስም መደብ ኣብ ኣልሞ ቱዩብ ኣብ ቀረባ ይፀበዩና::
10/11/2021
መጋቢት 1985 ዓ/ም "ኬቨን ካርተር" ዝተበሃለ ደቡብ ኣፍሪካዊ ናይ ፎቶግራፍ በዓል-ሞያ ኣብ ሱዳን ዝነበረ ብዙሓት ዜጋታት ዝረገፍሉ ድርቂ ብፎቶግራፍ ናብ መላእ ዓለም ንምቅላሕ ምስ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝህቡ ኣባላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ናብ ሱዳን ኣምረሐ!!
ፎቶግራፍ ኣብ ዝስእለሉ ሰዓት ግን ሓንቲ ክሳብ ሂወቱ ከጥፍእ ዘገደደቶ ፎቶግራፍ ብካሜርኡ ይስእል!!
ብጥሜት ተጠቂዑ ሰውነቱ ዝወድአት ህፃንን ካብቲ ህፃን ቅሩብ ርሕቅ ኢሉ ድማ ነታ ህፃን ክበልዕ ዝተዳለወ ኣሞራን ብድንገት ኬቨን ካርተር ይርኢ!!
ብጥሜት ኣዕፅምቲ ከብዲን ሕቆን ጎሊሆም ዝረኣዩ ፥ ከም ፈትሊ ዝቀጠና ኣእዳዉ ፥ ኣይኮነንዶ ከም ንቡር ንክዘላን ንክጎያን ናብ ባዕለን ሰውነት ክሽከማ ዘይክእላ ኣእጋርን ነዘን ኣካላት ክበልዕ ዝተዳለወ ኣሞራን ብካሜርኡ ጌሩ ሰኣሎ!!
እዛ ፎቶ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ንጋዜጣ ኒውዮርክ ታይምስ ተሸይጣ ንሕትመት በቕዐት ፥ ኣብ መላእ ተጋውሐት ፥ ክብርን ዝናን ኣትረፈት ፥ ዓለም ብዛዕባ እዛ ፎቶ ብሓደ ኣፍ ተዛረበ ፥ ኬቪን ካርተር ድማ ኣድናቆትን ሽልማትን ረከበ!!
ኬቪን ካርተር ድሕሪ ስነ-ስርዓት ሽልማት ብዛዕባ እታ ስእሊ ጋዜጣዊ መግለፂ ክህብ ጀመረ ፥ ካብ ጋዜጠኛታት ንዝተለዓልሉ ሕቶታት እውን መልሲ ምሃብ ቀፀለ.....
ብቅፅበት ግን ናይ ሂወቱ ኣንፈት ዝቀየረት ፥ "ኬቪን ዓለም ምሉእ ዘዘራረበት ፎቶ ድሕሪ ምስኣልካ ሂወት እታ ህፃን ከመይ ኮይኑ? ካብቲ ክበልዓ ዝተዳለወ ኣሞራን ጥሜትን ኣድሒንካያ ዶ?" ትብል ሕቶ ካብ ሓደ ጋዜጠኛ ቀረበትሉ!!
ብድንገት ኣዒንቲ ኬቪን ፈጠጣ ፥ ቃላት ካብ ኣንደበቱ ጠፊኦም መልሓሱ ክትጠልሞ ጀመረት ፥ ብሓሳብ ናብ ሱዳን ተጓዒዙ እቲ ኣሞራ ነታ ህፃን እንዳተመገበ ክርኣዮ ጀመረ።
እቲ ጋዜጠኛ ድማ ደጊሙ "እታ ህፃን ካብ ሞት ኣድሒንካ ዶ? ወይስ ፎቶ ጥራሕ ኢካ ሒዝካ ተመሊስካ?" ኢሉ ሓተቶ።
ኬቪን ነዛ ሕቶ ምምላስ ኣብዪዎ ነቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣቋሪፅዎ ወፀ ፥ ንኣዋርሕ ኣብ ቅድሚ እቲ ኣሞራ ገዲፍዋ ዝከደ ህፃን ናብ ርእሱ እንዳተመላለሰት ድቃስ ከለኦ ፥ ነብሱ ገበን ዝፈፀመት ኮይኑ ስለዝተሰምዖ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ኣብ መበል 33 ዓመቱ ዓርሰ-ቅትለት ፈፀመ።
ቅድሚ ምሟቱ ኣብ ወረቀት ፀፀት ዝተመልኦ መልእክቲ ገደፈ....
" ቤተሰበይን ኣዕርኩተይን ዳሕና ኩኑ። ኣነ ንምንባር ሂወት እታ ህፃን ረሲዐ ስርሐይ ጥራሕ እየ ሰሪሐ ፥ እታ ህፃን ድራር ኣሞራ እንዳኮነት ኣነ ግን ተሸሊመ ፥ እዚ ድማ ናብቲ እታ ህፃን ዝከደቶ ናይ ሞት መንገዲ ንክከይድ ኣገዲዱኒ ኣሎ ፥ ሰብ ጠምዩን ተሸጊሩን እንተሪእኩም ካብታ ዘላትኩም ኣካፍልዎ ፥ ናይ ሕሊና ቁስሊ መድሓኒት የብሉን....ቻው"!!
#ሸዊት ቤተይ
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the business
Website
Address
He
California City, CA
78
