Skip to content
Salons10
Messeret Tewolde PMHNP / FNP

Messeret Tewolde PMHNP / FNP

Galena Health/Beauty

Video is educational purposes & does not provide medical care or establish a patient relationship. We support body & mind health. If you are in the U.S.

and in crisis, call or text 988 or dial 911. Do not share personal medical information publicly.

11/04/2026
11/04/2026

“ቤት ትምህርቲ፣ ጓለይ ADHD ኣለዋ ይብሉኒ። ሕክምና ከጀምረላ ድየ፧”

ቤት ትምህርቲ ጸገም ትኹረት፣ ብዙሕ ምንቅስቓስ ወይ ከይሓሰበት ምግባር ከስተብህል ይኽእል። ግን ADHD ምዃኑ ንምርግጋጽ፣ባዓል ሞያ ጥዕና ግምገማ ክገብረላ ኣለዎ። ናይ ድቃስ፣ ጭንቀት ወይ ትምህርቲ ጸገማት እውን ተመሳሳሊ ምልክታት ከርእዩ ይኽእሉ።

ADHD እንተተረጋጊጹ፣ ሓገዝ ምርካብ ኣገዳሲ እዩ። ሕክምና ከኣ ደገፍ ኣብ ገዛን ቤት ትምህርትን፣ ስልጠና ንወለዲ፣ ከም ኣድላይነቱ ድማ መድሃኒት ከጠቓልል ይኽእል።

እዚ ንስድራቤታት ዲያስፖራ ንትምህርቲ ዝቐርብ ሓበሬታ ጥራይ እዩ፤ ውልቃዊ ሕክምናዊ ምኽሪ ኣይኮነን። #ትግርኛ

10/30/2026

ብስለት አእምሮ ከመይ ይትመን ወይ ይዕቀን? ካብቶም ዘድንቆም ናይ ቀደም ወረጃ ዝኾኑ አባሐጎታትና ትምህርቲ ምቅሳም ዕድል ስለዘይብልና ነዞም ፈሊጣ ንመሀር አለና።🧠 ናይ Jean Piaget 4 ደረጃታት ዕብየት ኣተሓሳስባ
1. Sensorimotor (0–2 ዓመት)
ህጻን ብምርኣይ፣ ብምስማዕን ብምትንካፍን ይመሃር።
2. Preoperational (2–7 ዓመት)
ቋንቋን ምናብን ይምዕብል። ናይ ካልኦት ኣረኣእያ ምርዳእ ግን ይጽግሞ።

3. Concrete Operational (7–11 ዓመት)
ብዛዕባ ዝርአን ዝጭበጥን ነገራት ብሎጂክ ምሕሳብ ይጅምር።

4. Formal Operational (12+ ዓመት)
ብዕምቈት ምሕሳብ፣ ኣማራጺታት ምርኣይን ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ምርዳእን ይምዕብል።

💡 ኣገዳሲ መልእኽቲ:
ብዕድመ ምዕባይ ማለት ብስምዒት ምብሳል ኣይኮነን። ናይ ካልኦት ሓሳብ ምርዳእን ኣብ ዘይምስምማዕ ክብሪ ምሕላውን ኣገዳሲ እዩ። Following

Share

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Messeret Tewolde PMHNP / FNP posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Subscribe

We will notify you when anything happens in Galena.